Träffar- Tigrinja
ካርልስኮጋ 2022/06/08
ጉጅለ ሓገዝቲ ንጉዳያት ስደተኛታት ኣብ ካርልስኮጋ᎓ ረቮስሽርካን ( Rävåskyrkan)
መዓስ (ሰዓት) ᎓ ኩሉ ግዜ ረቡዕ ካብ ሰዓት 9:00 - 16:00 ᎓᎓
ቦታ ኣድራሻ ᎓ Styrelserummet i Rävåskyrkan, Bastugatan 39, 691 32 Karlskoga
ብከመይ ᎒ ንስደተኛታት ምስ ሚግሬሽን ንዝገብርዎ ርክባትን ከምኡእውን ኣብ ካልእ ዝተፈላለየ ጉዳያትን ንሕግዝ᎓
ምብጻሕን ብቴለፎን ዝግበር ዝርርብን ብቆጸራ ምሓዝ ይግበር᎓᎓
ብምክንያት ናይ ለበዳ ሕማም᎓ ኣብ ሓደ ግዜ ምስ ሓደ ሰብ ጥራሕ ኢና ናይ ቆጸራ ግዜ ንሕዝ᎓᎓
ተርጎምቲ ካብ /ናብ ዝተፈላለዩ ቆንቋታት ንምትርጓም ዝሕግዙና ንጥቐም᎓᎓
ሰም ናይ ሓገዝቲ ኣብ ጉዳያት ᎓
Eva Lindbäck, lindback.eva@gmail.com, 073-056 06 00
Per-Erik Johansson, per.erik.johansson@telia.com, 073-026 85 98
Boo Thuvander, boo.thuvander@telia.com, 070-334 17 46
Sawsan Alchaar, sawsan.alchaar@gmail.com, 0722941719
